ክእለት ቋንቋኻ ኣመሓይሽ!
50languages.com ኣሰልጣኒ ትርጉም ርአ!

ኣብ መንጎ ቋንቋታት ምትርጓም: ኣብ’ቲ እትመሃሮ ዘለኻ ቋንቋ: ካብቲ ኣብ ቋንቋ ትውልዲካ ዘሎ ዝተፈላለየ ወይ ክመሳሰል ዝኽእል መዋቕራዊ ቅዲታት ንምርካብ ብሉጽ መገዲ’ዩ። ምትርጓም ኣብ መንጎ ቋንቋታት ቀልጢፍካ ናይ ምቕያር ዓቕምኻ ንምሕያል እውን ይሕግዝ። ሕጂ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ’Continue learning’ ዝብል ቁልፊ ብምጥዋቕ ምትርጓም ጀምር።



ዝተዓቀቡ ሓረጋትካ: